Poetry

  • ንእስነተይ
    ፍጥር ክብል ኣብ ጎኒ ሃልሃልታጥምቀት ኣጸንቢለ ብመዳፍዕ ሂምታ፡ፈለማ ልደት ውን ሓዞሓዞ ኔሩፍትሕን ዓመጽን እንዳተኸራኸሩውልድ ክብል ጽዋይ ከምኡ ኔሩ። ኣብ ልምምድ ታተ፡ ኣብቲ ምትካል እግሪዓዲ ተጎቢኣ ብሓሽከት ፈካሪሳንጃ ምስ ጠበንጃ ዘካታተ ዕጥቆምኣደይ ምቕሳን ኣብያ ነናሻዕ ክትርእዮም። ኩቦ ደርቢያትላ፡ ጠንጢናታ ዓዲኪዳና ምንዳይ ጀሚራ መንገዲ።ገርሂ ልበይ፡ ሓጎስ ፍንጭሕ ኢሉድምጺ ኣልቦ ስፍራ፡ ድምጸይ ዘስምዓሉመሲሉኒ’ሲዘይፈልጦ ክንሰይ ታህዋኽ ወሲኸሉ። ሃሳስ ዝኽሪ!ሓንሳብ …